ኣዲስ ኣበባ/ነሓሰ 1/2018 (ኢዜኣ) ፋውንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ዘመዝገቦ ለውጢ ምጥንኻር ከም ዝግባእ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ፋውንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ዝሳለጡ ...