"ኣብቲ ትሕቲ ወራር" ከምዘሎ ብምግላጽ "ዝተቖርሰት ትግራይ እያ" ዘላ ክብል ተዛሪቡ። "ብሚልዮናት ዝቚጸር ህዝብና ኣብ ቦታኡ የለን ወይ ተሰዲዱ'ዩ ወይ ተመዛቢሉ'ዩ። እዚ ጥራሕ'ውን ኣይኮነን፡ ሕዚ ...
'መንግስቲ፡ ንስጕምቲ ህወሓት ዝዅንን መግለጺ ክሳብ ሕጂ'ኳ እንተዘየውጽአ ካብ መግለጺ ሓሊፉ ኸ እንታይ ስጕምቲ ክወስድ ይኽእል?' ዝብል ሕቶ ዝምልስ ዳህሳስ ክርአ ኣገዳሲ እዩ። ...
ኢራን ኣብ እዋን ግጭት ኣብ ኢማራት ሓያሎ ዒላማታት ሃሪማ'ያ፤ ቴህራን ድማ ነታ ሃገር ምስ ኣመሪካን እስራኤልን ዘለዋ ጥቡቕ ርክብ ኢላ እትጥምቶ ዝምድና ብተደጋጋሚ ክትነቅፍ ጸኒሓ እያ። ...
እዚ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተነቢሩ ዘሎ እገዳ ከምእተልዕሎ ኣብ ዝገለጸትሉ'ያ ምስታ ቀንዲ መጻርርቲ ኤርትራ ዝዀነት ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ስምምዓት ትገብር ዘላ። ...
ቀዳማይ ምኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ግን፡ ቅድሚ እቲ ኣንጻር ኢራን ዝካየድ ኲናት ምዝመሙ፡ ኢራን ዝኣከበቶ ዝማዕበለ ዩራንየም "ክወጽእ" ኣለዎ ኢሉ። ...
መሓመድ ኣሳሳ፡ ነቲ ወዲ 80 ዓመት ሽማግለ ኣቦኡ ሑሰይን ቀቢሩ ናብ ቤቱ ምስ ተመልሰ፡ ቈልዑ "ሰፋሮ መቓብር ይዅዕቱ ኣለዉ!" ኢሎም እናጨደሩ ናብ ቤቱ ብምምጻእ ኣሰንቢዶሞ። ...
"እሙናት ሰዓብትን ተሃለቕትን ብልጽግና" ሕጂ'ውን ነቲ ሱር ጠንቂ ናይቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ ቅልውላው የምኽንይሉ ኣለዉ ብምባል፡ ኣብ ልዕሊ ኣዲስ ኣበባ ሰለስተ ፍሉያት ቅሬታታት ኣብ ኤክስ ...
"ቅድስቲ ከተማ ኣኽሱም ጽዮን" ተባሂላ ክትስየም ከም ዝወሰነን፣ ነዚ ዘኽእል ሕጊታት የውጽእ ከምዘሎን እውን ገሊጹ። ...
ቅድሚ ሕጂ ዝተገበረ መርመራ ከምዘረደኦ ኣብ መንደቕ ናይ ገዛና፡ ኣብ ስክሪን ናይ ኮምፒተርናን ሞባይልናን ልሙዕ በታ ዘርኢ ስእሊ ምልጣፍ ኣእምሮና ኣብ ምርግጋእን ጸቕጢ ኣብ ምጉዳልን ዓቢ ግደ'ዩ ...
እዚ ሕክምና ሳይንሳዊ ልብወለድ'ዩ ዝመስል። ብዘደንቕ መልክዑ ሕክምና ንዘይብሉ መንሽሮ ደም መፍትሒ ሂቡ። ...
ፈረንሳ፡ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝነበራ ብድሕረ-መግዛእታዊ ኢድ ኣእታውነት ጽልዋኣ እናተዳኸመ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን'ያ፡ ትኹረታ ናብተን ግዝኣት ብሪጣንያ ዝነበራ ሃገራት ኣፍሪቃ ገይራ ዘላ። ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results